ዎላይታ ሶዶ
From Wikipedia, the free encyclopedia
ዎላይታ ሶዶ (ብኣምሓርኛ): ዎላይታ ሶዶ ወይ ብቐሊሉ ሶዶ (ብዎላይትኛ: Wolaytta Sooddo)፣ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ እትርከብ ከተማ እያ። እታ ከተማ ከም ፖለቲካውን ምምሕዳራውን ማእኸል ዞባ ወላይታን ክልል ደቡብ ኢትዮጵያን ኮይና ተገልግል። እታ ከተማ ኣብ ላቲቱድን ሎንጊቱድን 6°54′ ሰሜን 37°45′ ምብራቕ፡ ካብ ጽፍሒ ባሕሪ ካብ 1,600 ክሳብ 2,100 ሜትሮ ቁመት ትርከብ።
ቅልጡፍ ሓቅታት ዎላይታ ሶዶ | ሶዶ, መስተማእዛኒታት ...
ዎላይታ ሶዶ | ሶዶ | ||
---|---|---|
ርእሰ ከተማ | ||
| ||
ከባቢ ኣብ ኢትዮጵያ | ||
ከባቢ ኣብ ኣፍሪቃ | ||
መስተማእዛኒታት | 6°52′ሰ 37°46′ምብ | |
ኣካል | ርእሰ ከተማ | |
• ሃገር | ኢትዮጵያ | |
ብዝሒ ህዝቢ (2010) | ||
• ጠቕላላ | 213,467 ተቐመጥቲ | |
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | (+251) 16 | |
ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ | ||
ዕጸው