ቋንቋ ፓሽቶ
ህንደ-ኢራናዊ ቋንቋ / From Wikipedia, the free encyclopedia
ፓሽቶ (پښتو)፣ ናይ ደቡብን ማእከላይን ኤስያ ናይ ፓሽቱናት ቋንቋ ኣደ እዩ። እዚ ቋንቋ እዚ ክፍሊ ምብራቓዊ ኢራናዊ ቋንቋታት እዩ፣ ብቐጥታ ድማ ካብ ቋንቋ ኣቨስትኛ እዩ ዝወርድ።
ቅልጡፍ ሓቅታት ፓሽቶ, ዝዝረብ ኣብ ...
ፓሽቶ | ||
---|---|---|
پښتو | ||
ዝዝረብ ኣብ |
ኣፍጋኒስታን ፓኪስታን | |
ተዛረብቲ | 40-60 ሚልዮን | |
ደረጃ | መበል 82 (ካብ ሰሜን)ን መበል 92 (ካብ ደቡብ)ን (ኤዝኖሎጅ, 2013) | |
ስድራ ቤት |
ህንደ-ኤውሮጳዊ | |
ጽሕፈት | ዓረብኛ ፊደል ከምኡ’ውን ዓረብኛ (Pashto alphabet) | |
ወግዓዊ ኩነት | ||
ወግዓዊ ኣብ | ኣፍጋኒስታን ኣፍጋኒስታን | |
ዝቆጻጸሮ ብ |
ኣካዳሚ ስነ ፍልጠት ኣፍጋኒስታን ኣካዳሚ ፓሽቶ፣ ፓኪስታን | |
ኮዳት | ||
ኣይሶ 639-1 | ps | |
ኣይሶ 639-2 | pus | |
ኣይሶ 639-3 | pus | |
ዕጸው